Listings
-
ጮምዓ መስቀል Chom'a MesqelEvents - Mekelle (Tigray) - August 10, 2017 Free
---- መልእኽቲ ካብ ማሕበር ጮምዓ መስቀል መቐለ ---- ማሕበር ጮምዓ መስቀል መቐለ ንድሙቕ ኣከባብራ መስቀል 2010 ዓ/ም ኣብ ምሽብሻብ ትርከብ። እዋናዊ ሓበሬታታት በዚ ዕላዊ ገፅ ንክትከታተሉ እናዓደምና ነዚ ገፅ ንምልላይ Like, Share ብምግባርን ንፈተውትኹም ብምሕባርን ንክትተሓበሩና ብኽብሪ ንሓትት። ሰፊሕ ትሕዝቶ እቲ በዓል ንምስናድ ክሕግዝን ተሳትፎ ህዝቢ ንምዕባይን ጮምዓ መስቀል...
-
"ወጋሕ ትበል ለይቲ" ኣብ #ሆቴልፕላኔትመቐለ, 16/12/09Events - Mekelle (Tigray) - August 10, 2017 Free
"ወጋሕ ትበል ለይቲ"============================ፍሉይ ምርኢት ሙዚቃ ብምኽንያት በዓል ኣሸንዳ ኣብ #ሆቴልፕላኔትመቐለ ሰሉስ ዕለት 16/12/09 ካብ ሰዓት 1:00 ናይ ምሸት ጀሚሩ -------Amharic----- ልዩ የሙዚቃ ዝግጅት የኣሸንዳን በአል ምክንያት በማድረግ በ መቐለ ፕላኔት ሆቴል ማክሰኞ 16/12/09 ከምሽቱ 1:00  ...
-
ምረቓ መፅሐፍ ኣብ ኣክሱም ሆቴልEvents - Mekelle (Tigray) - August 10, 2017 Free
ምረቓ መፅሐፍ (መፅሓፈ ግጥሚ) ኣብ ኣክሱም ሆቴል መቐለ ሰዓት 11:00 ኣጋምሸት
-
ሪትም ባንድ, Rhythm BandEvents - - August 10, 2017 Free
ሪትም ባንድ, Rhythm Band ኹሉ ግዜ ዓርብን ቀዳምን ካብ ሰዓት 12:00 ጀሚሩ አብ አኽሱም ሆቴል
-
መስቀልEvents - ዓዲግራት, Adigrat (Tigray) - August 10, 2017 Free
መስቀል ኣብ ዓዲግራት። ትግራይና ክልተ ተኸታተልቲ ዓበይቲ በዓላት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ክትድግስ ላዕሊ ታሕቲ ትብል ኣላ።ኣሸንዳ ኣብ መቐለንን ተምቤንንኣ መስቀል ድማ ብ ዓዲግራት።ቅድመ ምድላዋት ኣሸንዳ ኣብ ምጥንቃቕ እንትርከብ ጎናጎኒ ምድላዋት በዓል መስቀል ድማ ብዝተጠናኸረ መልክዑ እናቐጸለ እዩ።
- 1